መርበብ ሓበሬታ ንስደተኛታት ኣብ Hamburg

ኣብዚ እቶም ቀንዲ ኣገደስቲ ሓበሬታታት ብዛዕባ ሕይወት ኣብ Hamburg ትረኽቡ

ብዛዕባ ኮሮና ቫይረስ ዘሎ እዋናዊ መረዳእታ ኣብዚ ክትረክብ ትኽእል ኢኻ፡፡
ብኽብረትካ እቲ ኣብዚ ዝተጠቐሱ ትካላት ብኦንላይን ደገፎም ይህቡ እንተድኣ ኮይኖም ኣረጋግፁ፡፡