መኻዚኖ ወይ ንእሽቶ ገዛ ክዳውንቲ
ኣብ ገሊ ኡ መ ሕ ደሪ ቦታታት መኻዚኖ ክዳውንቲ ኣሎኩም። ኣብ ኡ ኸኣ ጽቡቅ ዝተታሕዘ ክዳውንቲን ሳእንን ብጥሩሑ ክትወስዱ ይከ ኣል , ካብ ተቀማጦ ደቂ ሃምቦርግ ገጸበረኸት ዝተዋህበ። እንተደ ኣ ኣብቲ መሕደሪ ቦተኹም መኻዚኖ ናይ ክዳውንቲ ዘየሎ ወይ ዝያዳ ክዳውንቲ ደሊኹም , ካብዚ ሓሊፉ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ሃምቦርግ መኻዚኖ ናይ ክዳውንቲ ክትረኽቡ ትኽእሉ። ገሊ ኤን መኻዚኖ ክዳውንትታት ፍሉይ ናይ ምኽፋት ጊዜታት ን ንኣንስትዮን ቆለውዕን ጥራሕ ይኸፍት።
- DRK-Kleiderkammer Wandsbek
Gustav-Adolf-Straße 88, ሮቡዕ ሰዓት 8-12 - DRK-Kleiderkammer Osdorfer Born
Bonheide 99 (Bunker), ሶኑይ ሰዓት 9-12, ሮቡዕ ሰዓት 13-16, ሓሙስ ሰዓት 9-12 - DRK-Kleiderkammer Lokstedt
Julius-Vosseler-Straße 2, ሶኑይ ሰዓት ( ንስድራበት ) 9.30-18 ,ሶሉስ ሰዓት 9.30-14, ሮቡዕን ሓሙስን ሰዓት 9.30-15 - DRK-Kleiderkammer Harburg
Maretstraße 73, ሓሙስ ካብ ሰዓት 8-11 - DRK-Kleiderkammer Billstedt
Steilshooper Straße 2, ሶሉስን ሮቡዕን ካብ ሰዓት 13-15.30 ሓሙስ ካብ ሰዓት 13-16
- Kleiderkammer Hanseatic Help
Große Elbstraße 264, ሶኑይ, ሶሉስ, ሓሙስ, ዓርቢ ካብ ሰዓት 10-18 ፣ቀዳምን ሰንበትን ካብ ሰዓት 12-18 - Kleiderkiste Altona-Nord
መመስከሪ ወረቀት ዑቅባ ደለይቲ ሙዃንኩም ምሳኹም ተምጽእ ን ኣብነት ( መቀመጢ ፍቃድ )።ኤፐንዶርፈር ቨግ 27 , ሶሉስን ሓሙስን ካብ ሰዓት 10-18 ,ዓርቢ ካብ ሰዓት 10-13 - Kleiderkammer Gemeinde Schiffbek
መመስከሪ ዑቅባ ደለይቲ ምዃንኩም ምሳኹም ትማልኡ ( ንኣብነት መምበሪ ፍቃድ ወረቀት ) .ቢልሽተደር ሃውፕትእሽትራሰ 86 , ሶኑይ ,ሶሉስ ,ሓሙስ ካብ ሰዓት 10-13 - Umsonstladen Altona
ኣብዚ ኸኣ ክዳውንቲ ጥራሕ ዘይኮነ, መጻሕፍትን መጻወቲ ነገራት ገንዘብ ዘይኽፈሎ ኣሎ። Bodenstedtstraße 16 ,ሶኑይ ካብ ሰዓት 16-18, ሶሉስ ካብ ሰዓት 18.30-20.30, ሮቡዕ ካብ ሰዓት 16-19, ዓርቢ ካብ ሰዓት 10.30-16, ቀዳ
Last Updated: 20/11/2020