ኣብዚ ብኸመይ ሕሱር ከምትገዝኡ ትፈልጡ ወይ ከመይ ነጻ ክዳን፣ ኣስቬዛ ወይ ኣቕሑ ከም መናብር ክትገዝኡ ወይ ክትቕበሉ ከምትኽእሉ ትፈልጡ። ……………………..
ከመይ ጌረ ብሕሱር ተለፎን ክገብር? ኣበይ ከስተውዕል ኣለኒ፣ ውዕል ሞናይል እንተ ደኣ ጌረ? ኣብ Hamburg ነጻ WiFi ኣበይ ድዩ ዘሎ? ኣብዚ ሓበሬታታት ብዛዕባ ኣርእስቲ ተለፎንን ኢንተርነትን ትረኽቡ።
ኣብ ጀርመን ከመይ ጌረ ባንኪ ሕሳብ ክኸፍት? ከመይ ጌረ ገንዘብ ከውጽእ? ኣብዚ ሓበሬታታት ብዛዕባ ኣርእስቲ ባንክታት ትረኽቡ።