ኣብ ጀርመን መንግስትን ሃይማኖትን ዝተፈላለየ እዩ። ኩሉ ሰብ ንዝመረጺ ሃይምኖት ክኽተል ናጻ እዩ። ኣብ ሃምበርግ ብዙሕ ናይ ሃይማኖይ ማሕበረበባት ኣልዉ።

ኣብዚ ከትረኽብዎም ትኽእሉ ምርጫታት ናይ ማሕበረሰባት፣ ማሕበራትን ባህላዊ ማእከላትን ኣልዉ።

 

ናይ ሙስሊም ማሕበረሰባት
  • ናይሙስሊም ማእከል ኣል ኑርን መስጊድ ኣል ኑር ኣካል ናይ SCHURA – ምኸሪ ናይ ሙስሊም ማሕበረሰባት ኣብ ሃምበርግ፦  www.al-nour.de  , Sievekingsallee 191, 22111 Hamburg. ተሌፎን: +49 40 28 05 39 14, E-Mail: info@al-nour.de (Islamisches Zentrum), info@schurahamburg.de (SCHURA).
  • መስጊድ ፋዝል ዑመር ኣካል ናይ ኣሕመዲያ ሙስሊም ጀምዓት (AMJ) እዩ፦ https://ahmadiyya.de/gebetsstaette/moscheen/hamburg/, Wieckstraße 24,22527 Hamburg. ተሌፎን: +49 40 40 55 60, kontakt@fazle-omar-moschee.de
  • The Hamburg-Barmbek Ali Paşa Camii ኣካል DITIB ናይ ቱርክ ምስልምና ማሕበረሰብ ኣብ ሃምበርግ እዩ፦ Hamburger Straße 199,22083 Hamburg. ተሌፎን: +49 40 200 93 47, E-Mail: sezginyuksek@web.de.
ናይ ክርስቲያን ማሕበረሰባት
  • St. Michaelis-Kirche ኣካል ናይ ወንጌላዊ ሉተራን በተክርስቲያን ኣብ ሰሜን ጀርመን፦ www.st-michaelis.de, Englische Planke 1,20459 Hamburg. ተሌፎን: +49 40 37 67 80, ኢ-መይል info@st-michaelis.de, ሰኑይ ክሳብ ሰንበት፦ 10 ቅ.ቐ – 11:45 ቅ.ቐ ን 12:30 ድ.ቐ – 4:30 ድ.ቐ.
  • St. Petri-Kirche እቲ ምኽሪ ዝውሃበሉን ኣስተምህሮኣዊ ክንክን ማእከል ኣካል ናይ ወንጌላዊ ሉተራን ቤተክርስቲያን ሰሜን ጀርመን እዩ፦ Bei der Petrikirche 2,20095 Hamburg. ተሌፎን: +49 40 325 74 00, ኢ-መይል info@sankt-petri.de; መኽፈቲ ሰዓታት፦ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ 10 ቅ.ቐ – 6:30 ድ.ቐ፣ ቀዳም 10 ቅ.ቐ – 5 ድ.ቐ፣ ሰንበት 9 ቅ.ቐ – 8 ድ.ቐ (ቤተክርስትያን)፥ ሰኑይ፣ ሓሙስ፣ ዓርቢ፣ ቀዳም 11 ቅ.ቐ – 6 ድ.ቐ፣ ረቡዕ 11 ቅ.ቐ – 9 ድ.ቐ፣ ሰንበትን ብዓላትን 11:30 ቅ.ቐ – 3 ድ.ቐ (ምኽሪ ዝውሃበሉን ኣስተምህሮኣዊ ክንክን ማእከል)፥ ሰኑይ፣ሰሉስ፣ ረቡዕን ዓርቢ 11 ቅ.ቐ – 1 ድ.ቐ፣ ሓሙስ 3 ድ.ቐ – 5 ድ.ቐ (ቤት ጽሕፈት)።

ተወሰሕቲ ወንጌላውያን ሉተራን ቤተክርስቲያናት ኣብዚ ትረክብ፦ www.kirche-hamburg.de.

  • St.-Marien-Dom (ቅድስቲ ማርያም ካቴድራል ሃምበርግ) ኣባል ናይ ሃምበርግ ቀንዲ ሰበኻ ሮማዊ ካቶሊኽ ቤተክርስትያን እዩ፦https://mariendomhamburg.de/, Am Mariendom 7, 20099 Hamburg. ተሌፎን: +49 40 28 49 90 70,
    Email: pfarrbuero@mariendomhamburg.de, መኽፈቲ ሰዓታት፦ ሰኑይ ክሳብ 9 ቅ.ቐ – 7 ድ.ቐ (ቤተክርስትያን)፥ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ 10 ቅ.ቐ – 1 ድ.ቐ፣ ሰሉስ ክሳብ ሓሙስ 3 ድ.ቐ – 5 ድ.ቐ (ቤት ጽሕፈት)፥ ናይ ኣስተምህሮኣዊ ክንክን ማእከል ቆጸራታት ኣብ ቆጸራ።
  • ናይ ቅድስቲ ማሪያምን ቅድስቲ ሽሙኒ ሰበኻ (Winsener Straße 187, 21077 Hamburg, ቴሌ: + 49 40 796 27 13) እን ቅድስቲ ዲመት ሰበኻ (Im Neugrabener Dorf 40, 21147 Hamburg, ቴሌ: + 49 40 790 37 62) ናይ ሶሪያ ኦርቶዶክስ ቤተክርስቲያን ናይ ኣንጾክያ እዩ።
  • ናይ ቁዱስ ፔትሮስ ቤተክርስቲያን  ናይ መጠርሽታ ስዉእ ኣካል ናይ ኮፕቲክ ቤተክርስቲያን እዩ፦ https://kopten.de/gemeinden/hamburg/, Schröderstiftstraße 34, 20146 Hamburg. ተሌፎን: +49 40 53 24 784.
  • ናይ ሃፈንሲቲ ዓለለኻዊ ምጋባእያ ብዝተፈላለዩ ቤተክርስቲያናት ይድገፍ፦ Shanghaiallee 12, 20457 Hamburg. ተሌፎን: +49 40 36 90 02 780, ኢ-መይል፦ info@oefh.de. መኽፈቲ ስዓት፦ ሰኑይ ክሳብ ሰንበት፦ 11 ቅ.ቐ ክሳብ 6 ድ.ቐ (ቤት-ጸሎት)

ዝተዝርዘሩ መርበብ ሓበሬታታት ዝበዝሐ ግዜ ተወሳኺ ዕለታት ፍጻመ ናይ ጸሎት ኣገልግሎት ይህቡ።

ኣልቪ ማሕበረሰባት
 
  • ናይ ኣልቶና ኣልቪ ማሕበረሰባት ኣካል ናይ ኣልቪ ማሕበረሰብ ኣብ ሃምበርግ (HAKM) – Hamburg Alevi Kültür Merkezi: Nobistor 33-35, 22767 Hamburg. ተሌፎን: +49 40 389 27 24, Email: hhalevikulturzentrum@googlemail.com
  • ኣልቪ ማሕበረሰብ ሃምበርግ – Haak-Bir: www.facebook.com/haakbir, Bargstedgasse 7, 20539 Hamburg.
ናይ ኣይሁድ ማሕበረሰባት
  • ናይ ኣይሁድ ማሕበረሰብ ኣብ ሃምበርግ ኣካል ናይ ማእከላይ ቤት ምኽሪ ናይ ኣይሁዳውያን ኣብ ጀርመን እዩ፦ Grindelhof 30, 20146 Hamburg. ተሌፎን: +49 40 440 94 40, ኢ-መይል info@jghh.org.
  • ሊበራላዊ ናይ ኣይሁድ ማሕበረሰብ ሃምብርግ፦ Große Johannisstraße 13, 20457 Hamburg. ተሌፎን: +49 40 32 08 66 77, ኢ-መይል፦ gemeinde@davidstern.de. መኽፈቲ ስዓት፦ ሰሉስን ዓርቢን 10 ቅ.ቐ – 2 ድ.ቐ (ቤት ጽሕፈት)።
ናይ ሂንዱ ማሕበረሰባት
  • ጂዮቲ ማኢያ ቤት መቕደስ፦ www.jyoti-maiyya-tempel.de, Volksparkstraße 81, 22525 Hamburg. ተሌፎን: +49 40 65 91 60 50, ኢ-መይል፦ info@jyoti-maiyya-tempel.de . መኽፈቲ ስዓት፦ ሰኑይ፣ ሰሉስ፣ ሓሙስ፣ ዓርቢን፣ ሰንበት 12 ድ.ቐ – 6 ድ.ቐ.
  • እቲ ብሃክቲ ዮጋ ማእከል ኣካል ናይ ዓለምለኻዊ ናይ ክሪሽና ንቕሓት ሕብረተሰብ እዩ፦ Krummholzberg 9, 21073 Hamburg. ተሌፎን: +49 151 10652236. ኢ-መይል፦: vaidyanath.acbsp@pamho.net.
ናይ ቡድሂስት ማሕበረሰብ

Hermann-Balk-Straße 106, 22147 Hamburg (ማእከላይ ቤት ጽሕፈት፣ Hamburg Berne) ን
Güntherstraße 39, 22087 Hamburg (ከተማ).

ነቲ መርበብ ግጽ፣ Facebook ን ምልእኽተ-ዜና ሓበሬታ ብዛዕባ እዋናዊ መኽፈቲ ስዓታት ክትርኢ ትኽእል።

ባሃኣኢ ማሕበረሰብ ( Bahai )
  • ናይ ሃምበርግ ባሃኢ ማሕበረሰብ ኣብ ኣልቶና፣ በርገዶርፍ፣ ኣይምሽቡተል፣ ሃምበርግ፣ ሚተ፣ ኖርድን ቫንድስበርግ ማሕበረሰብ ኣልዎ፦ https://hamburg.bahai.de/, Tel: +49 178 2025252, ኢ-መይል፦ hamburg@bahai.de.

መወዳእታ ዝተሓደሰሉ፦ 12.01.2022