ኣብዚ ብዛዕባ ጉዳይ ዑቕባ ኣብ ጀርመን ከምኡ’ውን ዝምልከቱ ክሕግዙኹም ዝኽእሉ ጨንፈራት ሓበሬታታት ትረኽቡ። ………………….
ኣብ ጀርመን ከመይ ጌረ ብዝሓሸ ክረዳዳእ? ኣብዚ ከመይ ጌርኩም ጀርመንኛ ከምትመሃሩ ክትፈልጡ ኢኹም። ……………………………….
ኣየኖት ምራቐታት ኣብ ጀርመን ኣለው? ኣየናይ ምራቐ የድልየኒ ኣብ ሓደ ፍሉይ ሞያ ንክሰርሕ ከምኡ’ውን ነዚ ምራቐ ከመይ ጌረ ክበጽሖ?
ኣብዚ ሓበሬታታት ብዛዕባ ገንዘብ ኢድ፣ ኩፖንስ ከምኡ’ውን ካልኦት ገንዘባውያን ሓገዛት ኣብን ድሕርን ጉዳይ ዑቕባ ትረኽቡ።
እንድሕር ሓሚመ እንታይ ክኸውን ከምኡ’ውን ከመይ ጌረ ሓኪም ክረክብ? ኣብዚ ሓበሬታታት ብዛዕባ ስርዓት ጥዕና ኣብ ጀርመን ትረኽቡ።
ኣብዚ ሓበሬታታት ብዛዕባ ወግዓዊ ዑቕባ ኣብ Hamburg ከምኡ’ውን ብዛዕባ ደገፍ ኣብ ፊናንስ ምግባር ናይ ኣፓርትመንትኩም ትረኽቡ።
ኣየኖት ወፈያታት ንደቀይ ኣለው? Kindertagesstätte (ትካል መዓልቲ ቆልዑ) እንታይ እዩ ከምኡ’ውን ናይ ጀርመን ስርዓት ትምህርቲ ከመይ ይሰርሕ? እንድሕር ጠኒሰ እንታይ ክፍጽም?
ኣብዚ ሓበሬታታት ብዛዕባ ትርኢታት ኣብ Hamburg ትረኽቡ። እንታላይ ከመይ ጌርከም ንወግዓውያን ትራንስፖርት ናውቲ ከምትጥቐሙሉ ክትፈልጡ ኣብዚ። ………..
ከመይ ጌረ ብሕሱር ተለፎን ክገብር? ኣበይ ከስተውዕል ኣለኒ፣ ውዕል ሞናይል እንተ ደኣ ጌረ? ኣብ Hamburg ነጻ WiFi ኣበይ ድዩ ዘሎ? ኣብዚ ሓበሬታታት ብዛዕባ ኣርእስቲ ተለፎንን ኢንተርነትን ትረኽቡ።