ኣብ ሃገረ ጀርመን፡ ኣብ መንጎ ሃይማኖትን መንግስትን ምፍልላይ ኣሎ። ነፍሲ-ወከፍ ሰብ ዝደለዮ ሃይማኖት ክመርጽን ከዘውትርን ናጻ እዩ። ኣብ ሃምቡርግ ብዙሃት ሃይማኖታዊ ማሕበራት ኣለዋ።

ኣብዚ፡ ክትውከሱዎም እትኽእሉ ተለልዮም ዝቐረቡ ማሕበራትን ባህላዊ ማእከላትን ክትረኽቡ ኢኹም።

እስላማዊ ቁምስና
  • እስላማዊ ማእከል Al-Nour ከምኡ’ውን መስጊድ Al-Nour ኣካላት ናይ SCHURA እዮም – SCHURA ቤት ምኽሪ ኣብ ሃምቡርግ ናይ ዝርከባ እስላማዊ ማሕበራት ምዃኑ እዩ:- www.al-nour.de, Kleiner Pul-verteich 17,20099 Hamburg. al-nour.de, Kleiner Pulverteich 17,20099 Hamburg. ቴል፦ +49 40 28 05 39 14, ኢ-መይል፦ info@al-nour.de (Islamisches Zentrum), info@schurahamburg.de (SCHURA).
  • መስጊድ Fazle-Omar ኣካል ናይ Ahmadiyya Muslim Jamaat (AMJ) ኢዩ። ahmadiyya.de Wieckstraße 24,22527 Hamburg. ቴል፦ +49 40 40 55 60,
  • ኢ-መይል፦ hamburg@ahmadiyya.de
  • The Hamburg-Barmbek Ali Paşa Camii ኣካል ናይ DITIB ቱርካዊ እስላማዊ ማሕበር ሃምቡርግ ኢዩ: Hamburger Straße 199, 22083 Hamburg. ቴል፦ +49 40 299 88 28, ኢ-መይል፦ info@ditib-nord.de.
ኣለቪቲሸ ቁምስና
  • እቲ ኣለቪቲሸ ቁምስና ኣልቶና ካብ ኣለቪቲሸ ማሕበር ሃምቦርግ ( HAKM ) -Hamburg Alevi Kültür Merkezi: ይውከል።ኣብዚ ዝስዕብ ናይ ኢንተርነት ኣድራሻ ኣቲኹም ክትረኽቡዎ ትኽእሉ። www.alevi-hamburg.com/index.php/de/kontakt, +49 40 389 27 24
  • ኣለቪታዊ ቁምስና ሓምቦርግ – Haak-Bir : ኣብቲ ላዕለዋይ ኢንተርነት ኣድራሻ ትረኽቡዎ። www.haakbir.de/kontakt, Bargstedgasse 7, info@haakbir.de
ክርስቲያናዊ ቁምስናታት
 

እተን ቁምስናታት St. Michaelis-Kirche ( Michel ), St. Petri  ቅዱስ ሚ  ካኢል,  ቅ ዱስ  ፐትሪ,  ከም ኡ ውን  ካል ኦት ቁምስናታት ብ ከኒሻዊ ሉተራዊ  ቤተክርስቲያን ኣብውሽጢ  ሰመን ጀርመን ኣብዚ ናይ ክርስቲያናዊ ቁምስና ይርከባ ኣድራሻ ከም ዝስዕብ እዩ።  ( www.kirche-hamburg.de)

  • St.Michaelis-Kirche : Englische Planke 1, + 49 40 37 67 80, info@st-michaelis.de, ሶኑይ ክሳብ ሰንበት ካብ ሰዓት 10:00-18:00
  • St. Petri-Kirche ምኽራውን ከም ኡ ውን ኣባት ነፍሳዊ።ኣድራሻ፣Bei der Petrikirche 2, + 49 40 325 74 00, info@sankt-petri.de, ዝኽፈተሉ ሰዓታት፦ ሰኑይ ካስብ ዓርቢ 11 ቅ.ቀ – 6:30 ድ.ቀ፡ ቀዳም 11 ቅ.ቀ – 5 ድ.ቀ፡ ሰንበት 9 ቅ.ቀ – 8 ድ.ቀ (ቤተ-ክርስቲያን)፤ ሰኑይ ክሳብ ቀዳም 11 ቅ.ቀ – 6 ድ.ቀ፡ ረቡዕ 11 ቅ.ቀ – 9 ድ.ቀ፡ ሰንበት 11:30 ቅ.ቀ – 3:00 ድ.ቀ (ምኽርን ሓገዝ ቀሺ/ፓስተርን)፤ ሰኑይ፡ ሰሉስ፡ ረቡዕን ዓርብን 11 ቅ.ቀ – 1 ድ.ቀ፡ ሓሙስ 3 ድ.ቀ – 5 ድ.ቀ (ቤት-ጽሕፈት)።
  • Der St. Marien-Dom ቁ ዱስ ማሪየን ዶም ብ ናይ ሊቀ ጳጳሳት ሃምቦርግ ናይ ሮማዊ ካቶሊኻዊ ቤተክርስቲያን: Am Mariendom 7 , + 49 40 28 49 90 70 , pfarrbuero@mariendomhamburg.de,ዝኽፈተሉ ሰዓታት፦: ሰኑይ ክሳብ ሰንበት 9 ቅ.ቀ – 7 ድ.ቀ (ቤተ-ክርስትያን)፤ ሰኑይ ክሳብ ዓርቢ 10 ቅ.ቀ – 1 ድ.ቀ፡ ሓሙስ 3 ድ.ቀ – 5 ድ.ቀ (ቤት ጽሕፈት)፤ ሓገዝ ቀሺ/ፓስተር ብቘጸራ።
  • ቅድስቲ ማሪኣ ቅድስቲ ሽሙኒ ( St. Maria & St. Shmuni) ቁም ስና ሃምቦርግ-ሃምቦርግ ምስ ቅዱስ ዲ መ ት ( St. Dimet ) ናይ ሱርያዊ ተዋህዶ  በተክርስቲያን እየን።ኣድራሻ ታሕቲ ኣሎኩም። www.syrisch-orthodox.org/index.php/kontakt, info@syrisch-orthodox.org.
  • ቅዱስ ፐትሩስ ዝበሃል በተክርስቲያን እቲ ብ ድሕሪት ዝተሰወ ኤ ምስ ናይ ግብጲ ተዋህዶ ይጥመ ር።በተኽርስቲያን ( Kirche ).ኣብ ታሕቲ ኣድራሻ ተመልከቱ።
    www.kopten.de/kontakt, Schröderstift Straße 34, +49 40 53 24 784.
  • Das Ökumenische Forum Hafencity ናይ ኡኮመኒሸር ወሳኒ ሽማግለ ሃፈንሲቲ ካብ ዝተፈላለያ ክርስቲያናዊ በተክርስቲያን ይውከላ።Shanghaiallee 12, + 49 36 90 02 78, info@oefh.de

እዞም ተዘርዚሮም ዘለዉ መርበብ ሓበሬታታት ብዙሕ ግዜ ንኸም ንኸም ናይ ጸሎት ኣገልግሎት ዝኣመሰሉ ፍጻሜታት ተወሰክቲ ዕለታት የቕርቡ እዮም።

ያሁዳዊ ቁምስና
  • ቁምስና ያሁዳዊ ኣብ ሃምቦርግ ዝርከብ ካብ ማእከላዊ ያሁዳውያን ኣብ ጀርመን ዝመሓዳደር። Grindelhof 30, + 49 40 440 94 40, info@jghh.org
  • ሊበራዊ ያሁዳዊ ቁምስና ሃምቦርግ : Große Johannisstraße 13, + 49 40 32 08 66 77 ,gemeindee@davidstern.de.
ሂንዱዊስቲሸ ናይ ( ህንዲ ) ቁምስና
  • Jyoti Maiyya Tempel: www.jyoti-maiyya-tempel.de/kontakt.php, Volksparkstraße 81, +49 40 65 91 60 50,
    ካብ ሶኑይ- ዓርቢ ሰዓት 10:00 – 18:00   ቀዳም – ካብ ሰዓት 10:00 – 13:00 ሰንበት 10:00-18:00
  • ባክቲ ዮጋ ሰንተር ካብ ቲ ዓለምለኻዊ ማሕበር ሃለዋት ክሪሽና ዝበሃል ይካየድ።Bhakti Yoga Zentrum, vaidyanath.acbsp@pamho.net.
ቡዳዊ ቁምስና
  • (ቲበታዊ ማእከል ) : Tibetisches Zentrum ኣድራሻ Hermann-Balk-Str. 106, + 49 40 644 35 85, ሶሉስ ሰዓት 1800-1800 ድሕሪ ቀትሪ። www.tibet.de/kontakt-service/kontakt
ባሃይ ቁምስና ( Bahai )
  • ኣብ ከተማ ሃምቦርግ ዘላ ናይ ባሃይ Bahai ቁምስና ካብ ሓደ ቁምስና ኣብ ኣልቶና ትመሓዳደር ኣድራሻ ይቅጽል።Bergedorf , Eimsbüttel, Harburg, Mitte, Nord und Wandsbek: www.hamburg.bahai.de, +49 40 27 80 94 50, bahai.in.hamburg@googlemail.com.

Last Updated:21.09.2018

Print Friendly, PDF & Email