ኣብ ጀርመን ከመይ ጌረ ክሰርሕ? ኣየኖት ኣድላይነታት ክህልዉኒ ከምኡ’ውን አመይ ጌረ ሓደ ስራሕ ክረክብ? ኣብዚ ሓበሬታታት ብዛዕባ ኣርእስቲ ስራሕ ኣብ ጀርመን ትረኽቡ።
ኣየኖት ምራቐታት ኣብ ጀርመን ኣለው? ኣየናይ ምራቐ የድልየኒ ኣብ ሓደ ፍሉይ ሞያ ንክሰርሕ ከምኡ’ውን ነዚ ምራቐ ከመይ ጌረ ክበጽሖ? ኣብዚ ሓበሬታታት ብዛዕባ ኣርእስቲ ትምህርቲ ኣብ ጀርመን ትረኽቡ።